ብዛዕባ አፍሪስካንዲክ





አፍሪስካንዲክ (Afriscandic.com ) አብ ስካንዲናቪያን ዝረከብ ትካል ኮይኖ ። እዚ ትካል`ዚ ብዙሕ እድላት ናይ ሃበሬታት ማለት ንብረትኩም ብከመይ ትሽጡን ትልውጡን ዝሕብር ትካል እዮ ። ከምኦውን ክዘርግህ ናብ እዳጋታት ይክል
ንአብነት አብ ብሕጸር ዝበለ መግለጺ ብከመይ ገዛ ክራይ ትረክበሉ ምካይና ኣብ መግዛአን መሸጥን ዝሕብር ከምኦውን ካልኦት አቆሖተን ኣገልግሎትን ትረክበሎ ትካል እዮ
አብ አፍሪስካንዲክ ዓማዊልና ምሳና ክትምዝገቡ ትፈጽምኩም እዚ ማለት ናይ ሖበሬታት አገልግሎትን የቃለልኩም ።
ከምኡውን ብትግርኛ ሬክላም ንምዝርጋ ይካል ብትግርኛ ንምፅሃፍ እንደሕር ደሊኹም አብ ታሕተዋይ ክፋል ናይ ዌብሳይትና ናይ ግእዝ ሊንክ ክሊክ ክትገብሩ ትክእሉ ኢኩም።
.